ጸሊም ምዕራፍ ኤርትራ ኣብ ታሪኽ ሃገረ የመን።
እታ ትበልዖ ዘይተፍሪ፡ ተፍርዮ ዘይትበልዕ ድኻ ሃገርና፡ ኣብ ከባቢኣ ዝውልዑ ሕድሕዳዊ ረጽሚታት እንተኺኢላ ዓራቒ ግደ ምጽዋት፡እንተ ዘይከኣለት ከኣ ኣብ ሞንጎ ኣሕዋት ጸግዒ ከይሓዘት ምስ ጎረባብታ ሰናይ ዝምድና ን
ከይህልዋ፡ ቅባውንት ውግእ ሕድሕድ ኢሳያስ ካብ ሶማልያ ናብ ሱዳን ሕጂ ኸኣ ናብ የመን እኪት ፍልጠቱን ክእለቱ ናብ ዝመራመረሉ ክትግብሮን ዘኽእሎ ዕድላት ምርካቡ ዘሕዝን ኣብ ልዕሊ ሙዃኑ፡ ጭፍራ ኢሳያስ ነታ ኣብ ሃገርና ኣብ ክሳዱ እንዳጸበበት ትኸይድ ዝነበረት መሾንቆቓ ንግዜኡ ከግፍሕዋ ዝኽእል ናይ ከባቢና ነውጺ ንምብራዕ ክምዝምዞም ዕድል ረኺቡ ምህላው እዩ።
ሕጋዊ መንግስቲ ዘይብላ ኤርትራ ደቃ ብእስገዳድ ኣብ ዘይምልከቶም ውግእ ክሃልቁ የብሎምን ዝብል መልእኽቲ ንዓለም ብተቓወምቲ ክጋዋሕ ይግባእ።

ምንም አስተያየቶች የሉም:
አስተያየት ይለጥፉ