ረቡዕ 9 ዲሴምበር 2015

ዘመተ ንሐድሽ ምልኪ

እዱድ ዘመተ ንሓድሽ ምልኪ ?
--------------------------------------
ንስተውዕል ዶ ኣሎና ወይስ ኮርሲ ኣሟሚቕና ዝተባህለና ከም ካብ ስማያዊ ኣምላኽ ዝወረደ 
ብሉኡምነት ተቕቢልና ከም ደገፍቲ ህግደፍ ንኺድ ጥራይ ኢና ክንከውን ዝድለ ዘሎ።
(1) ዲሞክራሲ ካብ ገዛኻ እንተዘየምጺእካዮስ በቃ ኣይምልከተካን ክትሓተሉ?
ወይ ክረጋገጸልካ የብሉን? ካን
(2) ደገፍቲ ህግደፍ ሎሚ ክመውት እየ እሞ፡ክንድዚ ገንዘብ ጥብ ኣብሉ ተባሂሎም ጥብ ስለዘበሉ፡
ሰብ ኣብ ከምዚ ኣሎ ኪድ ቀተሎ ተባሂሎም ካብ ምሒር ተምበርካኽነትን ልኡምነትን ብዘይ ሕቶ ስከዝቐተሉ ዉፍያት ተባሂሎም ከም ኣብነት ክጥቀሱ
ካን ኣበይ ኣሎ እቲ ሱር በተኻዊ ለውጢ?

ምንም አስተያየቶች የሉም:

አስተያየት ይለጥፉ